ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት

እንቋዕ ብደሓን መጻእኹም!

ናብ ድሕረ ገጽ ብሓባር ዕብየት ን ስነ ልሳንን ጥዕናን፣ ንዘተኣማምን ትምህርቲ ቋንቋ ኣደን ሓበሬታ ጥዕናን — ብትግርኛ

ትግርኛ ተማሃሩ !!! ጥዕናኹም ኣበርትዑ!!!

ቋንቋኹም • ጥዕናኹም • ህይወትኩም

[ቀንዲ መልእኽቲ]

"ኣርእስቲ ክውሰኽ ትደልዩ፧ ሓሳብ ወይ ሕቶ ብመልእኽቲ ስደዱልና..."

⚠️ መጠንቀቕታ፦

👉 • እዚ መድረኽ ንትምህርቲን ንሓበሬታን ጥራይ እዩ።

👉 • እዚ መድረኽ ናይ ቅድምን-ድሕርን ሕክምና መጽናዕትን ትምህርትን ዘተኩር ኮይኑ፣ ኣብ ክሊኒካዊ ሃዋህው ክትገብሮ ኣይትኽእልን ኢኻ።

👉 • ህጹጽ ኵነታት እንተ ኣጋጢሙካ ብቕጽበት ናብ ዝቐረበ ሆስፒታል ወይ ህጹጽ ክፍሊ ተራኸብ።