ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት

🌍 ብዛዕባ መድረኽና

ብሓባር ዕብየት ን ስነ-ልሳንን ጥዕናን ዲጂታል መድረኽ እዩ፡ እዚ ብትውክልቲ ዝግበሮ ናይ ጥዕና ሓበሬታን ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛን፤ ጥዑይ ህይወትን ድልዱል ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ንምድጋፍ እተዳለወ ትምህርታዊ ዲጂታል መድረኽ እዩ። መድረኽና ብፍላይ ነቶም ብቛንቋኦም ክመሃሩ ንዝደልዩ ማሕበረሰባት ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ንተጠቀምቲ ድሕንነቶምን ናይ ቋንቋ ኣደ ክእለቶምን ንከመሓይሹ ንምሕጋዝ፤ ንጹርን ዘመናውን ትምህርቲ ጥዕና ኣብ ጐድኒ እተወደበ ትምህርቲ ትግርኛ ነቕርብ።

እዚ ገጽ ሕጋዊ ሓበሬታ ዝሓዘ እዩ። ንዝያዳ ዝርዝር ነቲ ጥብቆ ይጠውቁ!

🎯 ዕላማና

"ድሕረ-ባይታ ወይ ቦታ ብዘየገድስ፤ ዜተኣማምን ናይ ጥዕና ትምህርትን ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛን ንዅሉ ሰብ ብቐሊሉን ብዝርዳእ መንገዲን ከም ዝበጽሕ ንምግባር።"

🌟 ራእይና

“ቋንቋ ኣደን ጥዕናን ምርዳእ፤ ንውልቀ-ሰባት፡ ንስድራቤታትን ንማሕበረሰባትን ዝሓሸን ዝያዳ ምትእምማን ዘለዎ ህይወት ንክነብሩ ሓይሊ ከም ዝህቦም ንኣምን ኢና።”